
1 በዚ መሰረት ክትሳተፉ እትደልዩ በቲ ዘፈር ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 4/10/2017 ዓም ክሳብ 24/10/2017 ዓም ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትርክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መንገዲ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ለጅስቲክ ቢሮ ብምምፃእ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 200 ብምክፋል ክትግዝኡ ምካንኩም ንሕብር
2 እቲ ጨረታ ዕለት 25/10/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሉ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት