
ምልከታ ፕሮፎርማ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ።
| P.R ቁፅሪ | ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መለለዪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ዋጋ ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ኢ/5572/e- 3/17 | 1 | Foam injector bushing (Bronze) | pcs | 03 |
- ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።
- እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።
- ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ)ክህብ ኣለዎ።
- ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓጺጉ ክመፅእ ኣለዎ።
- ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 03/10/2017 – 05/10 /2017 ዓ/ም ሰዓት 11:00 እዩ።
- ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 06/10/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኸውን ።
- ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ
መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።