https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17377
ትካልና ሱር ኮንስትርክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ ቢሮ መሳርሒ በቲ ዝተትሓዘ ቴክኒካል መግለፂ ማለት ቴክኒካል ስፐስፊኬሽን መሰረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 30, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 19, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 19, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮምፒትር ዲስክ ከምፒተር በዝሒ ኣርባዕተ : በዓል ቀለም A3 printer color A3  printer በዝሒ ክልተ : photocopy machine ን A4 መጥን ምግጣም ዘክእል ፎቶ ኮፒ machine size A3 cable or reged between A3 & A4 በዝሒ ክልተ :Scanner በዝሒ ሐደ : Laptop computer core I7 በዝሒ ኣርባዕተ : A4 printer ፃድን ፀሊምን ማለት እዉን A4 size lather printer black & white በዝሒ ሰለሰተ አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

1 በዚ መሰረት ክትሳተፉ እትደልዩ በቲ ዘፈር ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 28/9/2017 ዓም ክሳብ 18/10/2017 ዓም ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትርክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ህንፃ ስራሕቲ መንገዲ ቢዝነስ ዩኒት ለጅስቲክ ቢሮ ብምምፃእ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 200 ብምክፋል ክትግዝኡ ምካንኩም ንሕብር

2 እቲ ጨረታ ዕለት 19/10/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሉ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት