https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17374
ቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል ቁርዕራዕ ሓፂንን ኣብ ግልጋሎት ዝወዓለ ስባር ዊልቸር ዘገልገለ ቆርቆሮ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 30, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 5, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 6, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ምልክታ ጨረታ ቁርፅራፅ ሓፂን

ዋኒኑ፣ ቁርፅራፅ ሓፂንን ዘገልገለ ስባር ዊልቸር ኣጫሪትካ ምሻጥ ይምልከት

ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል ቁርዕራዕ ሓፂንን ኣብ ግልጋሎት ዝወዓለ ስባር ዊልቸር ዘገልገለ ቆርቆሮ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ኣብዚ ስራሕ ዝተዋፈርኩም ኣካላት ንምዕዳግን ንምውድዳር ድልየት ዘለኩም መፂእኹም ብኣካል ዜርኩም ብምርኣይ ናይጨረታ መትሐዚ 3000/ሰለስተ ሽሕ ብር/ብምትሓዝ ኣብቲ ዝተቀመጠ ናይ ጨረታ ዕለት ተሳተፍቲ ክትኮኑ ይዕድም።

ኣድራሻ

- ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን

- ጎኒ ኦሜግረሽን ቤት ፅሕፈት

- ፊትንፊት ወረዳ እንደርታ ቤት ፍርዲ

ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ

- ካብ ዕለት30/09/2017- 05/10/2017 ዓ/ም ዘሎ ግዜ እዩ

ናይ ጨረታ ዕለት

- 06/10/2017 ዓ/ም ስዓት 3ተ ናይ ንጉሆ