https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17373
ወረዳ ከተማ ዓዲግራት ቤት ፍርዲ ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ኤሌክትሮኒክስ ዝውዕሉ ንብረታት ምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 29, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 5, 2017 06:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 5, 2017 07:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ን3ይ ግዜ ዝመፀ ምልክታ ጨረታ

ወረዳ ከተማ ዓዲግራት ቤት ፍርዲ ን2017 በጀት ዓመት ግልጋሎት ኤሌክትሮኒክስ ዝውዕሉ ንብረታት ምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ስሰዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ አትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ፤-

1. በቲ ዝመዳደረሱ ዘርፍ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2017ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ

2. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ምኻኑ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእሰ

3. ቲን ምዝገባ ካብ ቢሮ ፋይ/ኢኮ/úምዓትን ዝተውሃበኩምን ከቅርብ ዝክእልን

4. ናይ መቀረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእሰ

5. ቅድሚ ጨረታ ምሽፋቱ ናይ ጨረታ ዘኽበረ ብር 3000.00/ ሰሰስተ ሽሕ ብር/ ከትሕዙ ዝክእሱ

6. ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕሰት21/09/2017ዓ/ም ከሳብ ዕሰት 05/10/2017ዓ/ም ሰዓት 6፡30 ካብ ቤት ፅሕፈት መረዳ ጋ/ኣፈሹም ቤት ፍርዲ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረት ምውሳድ ይከሳል፡፡

7. ተጫረቲዘይምለስ ብር 20.00/ዒስራ ብር / ብምክፋል ነቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጭረታ ካብ ቤት ፅሕፈት መረዳ ጋ/ኣፈሹም ቤት ፍርዲ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረት ምውሳድ ይከላሰ፡፡

8. ጨረታ ሳንዱቅ ሐሰት05 /10/2017ዓ/ም ሰከዕ ሰዓት 6፡30 ተዓሽጉ ብተመሳሳሲ ዕለት 05/10/2017ዓ/ም ዕዓት 7፡30 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ውክልና ዘለዎምተጫረቲ ኣብ ዘሰሙሱ ይክፈት፡፡

9. ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ውሽጢ 3ተ መዓጨቲ ቀሪቡ ዉዕሲ ክስስር ዝክእል

10. ተመሳኪ መረዳእታ ኣብ ናይ መምርሒ ተጫራቲ ኣብ ዝተዳሰዉ ዝርዝር ሰነድ ምርኣይ ይከሳል፣፣

11. ቤት ፅ/ትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሱስ ወይ ብክፋú ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓለወ እዩ፡፡