https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17370
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ መኪና ጎማ ምስ ካላማደርያኡ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 28, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 2, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 2, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመነት ቓላሚኖ (TDA) ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ትራክተር ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

በዚ መሰረት

➢ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲፍቃድ ከቅርብ ዝኽእል።

➢ ግብሪ መኸፈሊ መለለይ ቁፅሪ (T|N)መረዳእታ ከቅር ብ ዝኸእል

➢ እዚ ፕሮፎርማ 02/10/2017 ዓ/ም ቅድሚሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይኸፈት።

➢ ማእኸል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ ተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እተዩ

➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ከም ውዕሊ የገልግል ።

➢ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተጋገፀ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝኸእል።

➢ ሕጋዊ ዝኾነ ናይ ቅብሊት ደረሰኝ ከቅ

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ ቁፅሪ ስልኪ 0666149 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ተ.ቁዓይነት ኣቅሓመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመለለዪ /specification/
1ናይ ትራክተር ናይ ቅድሚት ጎማቁፅሪ0314.9R26