https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1737
ቢሮ ርክብ ህዝቢን መንግስትን ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ናይ ኤሌክትሮነክስ አቁሑትን : ሳይክል ከምኡዉን ዘገልገሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን : ዘገልገሉ ኮምፒተርን ከሸይጥ ይደሊ ስለዚ ንዝይ ክትዕድጉ ትክእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 30, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:200
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

1 ተወዳደርቲ ካብ 26/09/2008 ዓ/ም ክሳብ 09/10/2008 ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ኣቁሑት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 22 ምዉሳድ ትክእሉ

2 እዚ ጨረታ ዕለት 09/10/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይኽፈት

3 ተወዳድርቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2008 ዓ/ም ክተቅርቡ ይግባእ ከምኡ ዉን ቲን ይግባእ ከምኡዉን ናይ ጨረታ መክብሪ ብር 200 /ክልተ ሚኢቲ/ ተትሕዙ ይግባእ

4 ተወዳድርቲ ዝርዝር ዝሰዓርኩምዎ ኣቁሑት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርት ትወስዱ ይግባእ

5 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ ፊት ለፊት አግኣዚ ባንክ ጎኒ ዘዩርዳኖስ ሆቴል

ንዝበለፀ ሐበሬታ ስልኪ ቑፅሪ 0344409343 ደዊልካ ምሕታት ትክእሉÂ