https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17368
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 28, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 29, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 29, 2017 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልኸታ ፕሮፎርማ/

ናይ ወርሒ ግንቦት 2017 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፡

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤

ዝርዝር ዓይነት ንብረት

ተቁ  ዝርዝር ዓይነት ንብረት ግልጋሎትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብርሳ
ቢሾፍቱ ዳብል ካፕ
1ባሌስትራ ብሪማ/firstቢሾፍቱ ዳብል ካፕብቁፅሪ2
2ባሌስትራ ሴኬንድ secondቢሾፍቱ ዳብል ካፕብቁዕሪ2
3ድሕሪት ፍራቻ የማን ፀጋምቢሾፍቱ ዳብል ካፕብቁፅሪ2
4መዉረዲ መደየቢ ኤሌክትሪክ /windo swichቢሾፍቱ ዳብል ካፕሴት01
5ኣስካርታ ጎማ መትሓዚ ሰንሰለትቢሾፍቱ ዳብል ካፕሴት01
6ኖዝል ኢንጀክተር23670-09380ብቁፅሪ04
7ብሬክ ፖስተር44610-09820ብቁፅሪ01

እንክተሎም መምርሒ-

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 27/09/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 29/9/2017 ዓ/ም 10፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኸፈት:

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል፧

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት