https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17366
ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ስልጠናን ናይ ስነል ናውትን ናውትን ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 29, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 29, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/

ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ስልጠናን ናይ ስነል ናውትን  ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ

ተወዳደርቲ ከተማልእዎ ዝግበአኩም

1. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2. ኦርደር ካብ ዝወሰድኩም ኣብ ውሽጢ 3 ዓልቲ ከተቅርቡ ትክእሉ

3. 2 % ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4. ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 27/09/2017ዓ/ም-29/09/2017 ዓ/ም ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝዕሸገሉ ዕለት 29/09/2017ዓ/ም 4:00 ዝክፈተሉ ድማ 29/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 እዮ

5. ኣድላይ ኮይኑ ተተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ