https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17341
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮናን ታርጋ ቁፅሪ ኮድ 4-01003 Model HZ ኮፕራ መኪና ትግ ግልጋሎት ዝውዕል ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 26, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 28, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 28, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቁፅሪ ጉደ/511/01/8-2/17

ዕለት 24/09/2017ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮናን ታርጋ ቁፅሪ ኮድ 4-01003 Model HZ ኮፕራ መኪና ትግ ግልጋሎት ዝውዕል ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድም ።

ተቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
ብርሳንብርሳን
1ኦይል ፊልተር23390-64480ቁፅሪ01
2ፍዩል ፊልተር90915-30002ቁፅሪ01
3እስፓይደር ኪት04371-60060ኪት02
4ኦልተርኔተር አሰይ27060-17210ሴት01
5ዶር ግላስ ሬጉሬተር69802-60070ቁፅሪ01
6ሹ-ኪት04495-60070ሴት01
7ሾክ ኣቭዞርቨር ቅድሚት48511-69595ቁፅሪ02
8ሾክ ኣቭዞርቨር ድሕሪት48531-69805ቁፅሪ02
9X-Pro ባትሪ70Aperቁፅሪ01
10ችንጋ ሞተርቁፅሪ01
11ስትሪንግ ኦይል ሪዘርበር ታንከር44360-60101ቁፅሪ01
12ካፕ44305-22060ቁፅሪ01
13ፓወር ስትሪንግ ኪት04445-60050ቁፅሪ01


መተሓሳሰቢ

  • ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብንፁርን ዝረኦይን ደኩመንት ዘቅርብ ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
  • ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ
  • ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ከፀሓፍ ይግባእ
  • ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/09/17 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 03፡00 ኣብ ኣየር ይፀንሕ
  • ብተመሳሳሊ ዕለት 29/09/2017 ዓ/ም 03፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 03፡30 ይክፈት ሰዓት
  • ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ፍቃድ ዝምልከት ንናይ ባእሉ ፎቶ ኮፒ ንፁር ሒዙ ክቀርብ አለዎ
  • ሕድሕድ ተወዳደርቲ ኣብ ዘርፉ ይወዳደር ብተወሳኺ ድማ ዝተማልኣ መረዳእታ ክቅርበሉ አለዎ
  • ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ'ዩ።
  • ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ።
  • ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር ተወዳዳራይ አብዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።

ሽምን ፊርማን መቅረባይ_