https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1734
ቤት ፅሕፈት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ መደበኛ በጀት ገዝኢት መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝግዝ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 29, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 16, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ራያ ዓዘቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 16, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ስሊዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ እዞም ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ይዕድም

ክማልኡ ዝግብኦም ረቀሕታት

  1. ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን በቲ ስራሕ ዘርፊ ዝተመዝገበን መለለይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ ዘለዎ መቅረባይነት ዘሐደሰን
  2. ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይቲ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  3. Â ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 26 ግንቦት 2008 ዓ/ም ክሳብ 16 ሰነ 2008 ዓ//ም ይኸዉን
  4. Â ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16 ሰነ 2008 ዓ//ም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ኮይኑ ዝከፈተሉ ድማ ዕለት 16 ሰነ 2008 ዓ//ም ኮይኑ ንጎሆ ሰዓት 3:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል አብ ዝተረከበሉ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ትልሚን ፋይናንስን ይኸዉን
  5. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0346640172 /0346640209 ደዊልካ ምሕታት ይከኣ