https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17332
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓረት (ንብረት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 25, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓረት (ንብረት) ንክትዕድግ ሰለዝደለየት። ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ::

2 ተረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

3 ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 25/09/2017 ዓ/ም -27/09/2017 ዓ/ም ይከውን::

4 ናይ ፕሮፎርማ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 27/09/2017ዓ/ም ልክዕ 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 27/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

6 እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ እናመፃኩም ምው 7 VAT ተመዝገብቲ ዝኮኑ

ሞዴል HZ)80

ተ.ቁዓይነት ንብረትፓርት ናምበርናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ኦይል ፊልተርቁፅሪ0190915-30002
2ፊውል ፊልተርቁፅሪ0123390-64480
3ስታርተር ኣሳይሴት0128100-17010
4ዘይቲ ሞተርጋሎን04ቶታል በዓል
5ዘይቲ መሪሊትር01ቶታል በዓል
6ዘይቲ ፍሬንሊትር01ቶታል በዓል