https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17324
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ኣብ ወረዳና ዓዴት ዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑት ማለት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ናዉቲ ኮምፒተር : ስራሕቲ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ናይ ማካይን ጎማን ባትሪን : ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት መሳርሒ ኤሌክትሪክን ዝኣመሳሰሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ዕድጊታትን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክህትምን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 25, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 11, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ፍረወይኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 11, 2017 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ነዘም ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ዓይነታት ዕድጊታትን ሕትመትን ናይ ባዕሎም ዘፈር ዝፈለየን ሕጋዊ ፍቃድ ንግድን ናይ መቅረባይነት ካርድን ዘለኵም : ተወዳደድርቲ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድኩምን መቅረባይነት ካርድኩም ናይ 2017 ዓም : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለኩም መቅረብቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነታት እተቅርቡ መቅረብቲ  ክተወዳደሩ ንዕድም

2 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክላሪሽን ክሳብ ወርሒ ሚያዝያ 2017 ዓም በቢወርሑ ኣታዊ ዝገብርሉ መረዳእታ ዘተሓሓዙ

5 ጨረታ ኣብ አይር ክፉት ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ንተጫረቲ ዝሽየጠሉ ግዝ ካብ 19/9/2017 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 10/10/2017 ዓም ሰዓት 11: 30 ኣጋምሸት ኣብ ዘሎ ሰነድ ጨረታ ተሸይጡ ይዉዳእ

6 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝክፈተለን ዕለት 11/10/2017 ዓም ሰዓት 5:00 ኣብ ዘሎ መዓልቲ ዝተሸጠ ሰነድ ጨረታ ዋና ምስ ቅደሕ ነንበይኑ ተፈላለዩ ተዓሽጉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ዝርክብ ጨረታ ዝኣትዉ ኮይኑ እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት 11/10/2017 ዓም ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 መከብሪ ጨረታ መሸጢ ሰነድ ጨረታን አብ ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ መዓቀኒ ረቆሒ ተቀሚጡ ይርከብ

8 ካልኦት ኣድለይቲ ዘበሉ ሐበሬታት እዉን ብዝበለፀ ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ መዓቀኒ ረቆሒ ይርከብ

9 ሰዓራይ ጨረታ ዝሰዓርኩም ንብረት ንኩሎም ዓይነት ዕድጊታት ብናይ ባዕልኩም መፅዓንን መራገፍን ከምእዉን መጎዓዝያን ወፃኢ ሸፈንኩም ናብ ቤት ፅሕፈትና ከተማ ሰመማ ኣብ ዉሽጢ 8 መዓልቲ ክተረክቡ አለኩም

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914376030 / 0920862685