https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17315
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት(Spare parts) ' ሞተር ሳይክላትን Surface solar water pumpን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 23, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
  • ቦታ:ሳ-ፃ-እምባ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 10, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቁፅሪ 361/ዕ/ም/ን/ወ/ፃ/እ

ዕለት 22 /09/ 2017 ዓ/ም

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት(Spare parts) ሞተር ሳይክላትን Surface solar water pumpን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ፡፡

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግበኦም ረቋሕታት

  • ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ዘተሓደሰ ናይ 2017 ዓ/ም መቅረባይነት ፣ ቲን ካርድ፣ ቫት ሰርተፊኬትን መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል ::
  • ናይ ወርሒ መጋቢት 2017 ዓ/ም ዲክለር ዝገበረን መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል ::
  • ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብር እናከፈለ ካብ 25 /09/ 2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 09/10/ 2017ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ከ/ስ/ዕ/ም/ንብረትን ምዉሳድ ዝክእል ::
  • ጨረታ መክበሪ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት 10,000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል ::
  • ጨረታ መክበሪ ናይ ሞተር ሳይክላትን 10,000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል ::
  • ጨረታ መክበሪ ናይ Surface solar water pump 15,000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል ::
  • እዚ ጨረታ ዕለት 10/10/ 2017 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ቅ/ሰዓት 4: 30 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ፃዕዳ እምባ ይክፈት
  • ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914618815 /0945103045/ 0962661097 ምሕታት ይከኣል