
ምስ ፕሮ/ቁፅሪ 04/07/2017
ዕለት 22/9/2017 ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ
አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ከ/ትገራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ናይ
ብፕ/ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድገት ከፍፅም ይደሊ፣ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቛሕታት እተማልኡ ንኽትወዳደሩ ይዕድም::
መምርሒ ተጫረቲ
ስስዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ፡-
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰን በቢናይ ባዕሱ ዘርፊ ንግዲ ፍቓድ ዘቕርቡ፣ቲን-ናምበር ፣ መቅራባይነትን ዘስኩም መረዳእታ ፎቶ-ኮፒ ከተቕርቡ ትኽእሉ
2. ተጫረቲ ኣካዳሚና ብዘቐመጦ ዝርዝር መግለፂ (specification) ሠሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኩም ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕስት 22-26/9/2017 ዓ/ም 2 ፎቅ ዳ/ዕ/ሩይናንስን ቢሮ ቑፅሪ 15 ክሳብ ስዓት 4:30 ኣብ ዘሎ ጊዜ ናብ ኣካዲሚ ኣመራርሓ መስስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ ኣታዊ ክትገብሩ ትኽእሱ።
3. ተጫረቲ እትወዳደርዎም ናይ መቕረቢ ዋጋኹም ክትገልፅዎም ዝገባእ ኮይኑ እዚኦም ከይገስፀ ዋጋ ጥራሕ ንዝመሰለ ግን በቲ ኣብ ፕሮፎርማ ጨረታ ዝተገስፀ ስፔስፊኬሽን መሰረት አትገደዱ ምዃኑ ተፈሊጡ ዋግኡ ክመልእ ይግባእ፣
4. እቲ ፕ/ጨረታ ዕስት 26/9/2017 ዓ/ም ቅድሚ ስዓት 4፡30 ተዓፅዩ በዚ ዕስት4፡45 ኣብ ኣካዳሚና 2ይፎቅ ዳ/ዕ/ሩይናንስን ቑፅሪ ቢሮ 15 ይኽፈት
5. ሰዓራይ ዝኾነ ትካል ዝስዓር ንብረት ስዓራይ ምዃኑ ካብ ዝፈስጠሱ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኣካዳሚና ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ብስፔስፊኬሽን መሰረት ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም
6. እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተጫረቲ ትካላትን ኣካዳሚናን ከምውዕሊ ኮይኑ የገልገል፡፡
ኣድራሻ፣ ከተማ መቐለ ቀበሌ 17 ድሕሪ ማረት ኣስፈሀት ህንፃ ሶሎዳ ኮሌጅ ዝነበረ ንተወሳኺ ሓበረታ ቁፅሪ 0914169568/0983536588 ደዊስካ ምሕታት ደካኣል እዩ፡፡