https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17305
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ደገ ለገናን ስራሕትን ዓዲጉ ውዕሊ ከእስር ስለዝደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 23, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 28, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 29, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ተሽከርካሪ/

ፕሮፎርማ ምልከታ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ደገ ለገናን ስራሕትን ዓዲጉ ውዕሊ ከእስር ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪታረቁዓይነት ዝርዝርመለለይመዐቀኒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ኣ/1257/02/271ኢንጀክሽን ፓምፕ ፅገናንእሽተይ መኪናቁፅሪሰርቪስ ምግባር፣ ኪት ካብ ባዕሎም
2ኢንጀክሽን ፓምፕ ፅገናዓብይ መኪናቁፅሪሰርቪስ ምግባር፣ ኪት ካብ ባዕሎም
3ኢንጀክሽን ፓምፕ ፅገናንእሽተይ መኪናቁፅሪሰርቪስ ምግባር፣ ኪት ካብ ባዕሎም
4ኢንጀክሽን ፓምፕ ወገናዓብይ መኪናቁፅሪሰርቪስ ምግባር፣ ኪት ካብ ባዕሎም

– ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።

– እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።

– ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ) ክህብ ኣለዎ።

– ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።

– ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 22/09/2017 - 28/09/2017 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:00 እዩ።

– ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 29/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኸውን ።

– ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

– ን ወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል።