https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17285
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታa ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ስፔር ፓርት ክዕድግ ስለዝደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 19, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 21, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ፕሮፎርማ ምልከታ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ስፔር ፓርት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪታረቁዓይነት ዝርዝርመለለይመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
370581Seal Type T Oil90311-32019pcs01
2Seal Type T Oil90311-58006pcs01
3Seal Type T Oil90311-58007pcs01
4Bearing Assy clutch31230-60201pcs01
5Bearing Set Cran shaft11701-17011-02pcs07
6Bearing Set concting rod13041-17011-02pcs06
7Seal Type T Oil90311-95008pcs01
8Free Lock43509-35022pcs02
9Cushion sub Assy52201-60020/21pcs02
10Grille Radiator53111-60120pcs01
3705311Brak pad04465-YZZF6pcs05

NB:- for Toyota

– ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።

– እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ/ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።

– ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ) ክህብ ኣለዎ።

– ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።

– ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 18/ 9/2017 - 21/09 /2017ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 03:00 እዩ።

– ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 21 / 09/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይኸውን ።

– ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

– ን ወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል።