https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17280
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ኣብያተ ፅሕፈት ወረድኡ ኣፅቢ ግልጋሎት ዘይህባ ተሽከርክርቲ ሞተር ሳይክል ፡ ሞተር ማይን ጀነሬተርን ናይመብራህትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 19, 2017 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 6, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 6, 2017 06:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ተጫረቲ ግልጋሎት ዘይህባ ሞተር ሳይክል ፡ ሞተር ማይን ጀነሬተርን ናይ መብራህትን ሞተር ማይን ብናይ ባዕሉ ዋፃኢ ክወስድ ዝክእል

2 ሌብሪ ዘለዎም ይኩን ዘይብልን መዘዋወሪ ዋንነት ብናይ ባዕሉ ዋፃኢ ከዘዋውር ዝክእል

3 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ቤት ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ኣፅቢ ቁፅሪ 4 ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኮይኑ ንሰነድ መዓደጊ 300 ቅርሺ ከፊሎም ክወስዱ ይክእሉ

4 ጨረታ ኣብ አየር ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ 19/9/2017 ዓም ክሳብ 6/10/2017 ዓም ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 6:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 6:30 ይክፈት

5 ተጫረቲ ሳንዱቅ ጨረታ ድሕሪ ምካፈቱ ኣይጫረትን ምባል ኣይፍቀድን ከምዝበለ እንተልዩ ድማ ዘትሓዞ ትሕጃ ኣይምለሰሉን

6 መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 እቲ ወድድር ኣይተም ብኣይተም እዩ

8 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ዋጋ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲታት ጠቅሊሉ ኣታዊ ዝገብር

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊኢ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0924281261 0914180747