https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17273
ኮሌጅ ስነ ጥበባት ትግራይ ናይሕክምና አቁሑት ብምልከታ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 19, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 19, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ቁፅሪ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን/ 68 /35

ዕለት 14 /9/2017ዓ/ም

ፕሮፎርማ ናይ ሕክምና አቁሑት

ተቁ ናይ ኣቑሑት ዝርዝር Descriptionመፍለይ Specifcation/ part numberመዐቀ Unitብዝሒ  Qantiityናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳብርሳ
1አልኮል5%ሊትሮ50
2ናይ ቁስሊ ፕላስተርሻራቁፅሪ20
3ሞዴስፓኬት100
4ናይ ቆስሊ ጂቪቁፅሪ10
5ላይፍ ቦይ ሳሙና70 ግራምቁፅሪ100

ሓበሬታ

1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም።

2) ካብ እስፔስፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን።

3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስ ፖርት ናብ ኮሌጅ ከቕርብ ዝኽእል።

4)አብ ፕሮፎርማ ሰነድ ናይ ዋጋ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን

5) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።

6) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብከፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14/9/2017 ዓ/ም ከሳብ ዕለት 19/9/ 2017 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮውን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/9/2017ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 19/9/ 2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸውን።

አድራሻ፡ ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ን ፎቶ ደስታ ኣብ ሞንጎኡንርከብ ስልኪ ቑፅሪ 0342409467/0914 413007 እንተደልዮም