
ቁፅሪ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን/ 68 /35
ዕለት 14 /9/2017ዓ/ም
ናይ ኣንሶላን ኮበርታን ምልከታ ፕሮፎርማ
| ተቁ | ናይ ኣቑሑት ዝርዝር Description | መፍለይ Specifcation/ part number | መዐቀ Unit | ብዝሒ Qantiity | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | ||||||
| 1 | አንሶላ | 1-ደረጃ | ቁፅሪ | 20 | |||||
| 2 | ኮቦርታ በዓል1.20 ሴ.ሜ | ሉስሉሰ | ቁፅሪ | 20 | |||||
ሓበሬታ
1) ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም።
2) ካብ እስፔስፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን።
3) እዙይ ፕሮፎርማ እዙይ ሲዕርካ ምስ ተብሃለ አብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስ ፖርት ናብ ኮሌጅ ከቕርብ ዝኽእል።
4)አብ ፕሮፎርማ ሰነድ ናይ ዋጋ ስርዝ ድልዝ አይፍቀድን
5) ፕሮፎርማ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ፊርማን ይጠቐሙ።
6) ኮሌጅና እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብከፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
7) እቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14/9/2017 ዓ/ም ከሳብ ዕለት 19/9/ 2017 ዓ/ም ዝፀንሕ እንትኮውን ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/9/2017ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት ድማ 19/9/ 2017 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸውን።
አድራሻ፡ ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ን ፎቶ ደስታ ኣብ ሞንጎኡንርከብ ስልኪ ቑፅሪ 0342409467/0914 413007 እንተደልዮም