https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17266
ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኮሚሽን ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና GPS ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከግጥምን ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 18, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 18, 2017 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቑፅሪ /ቁጥር/ Ref No : ፅድ/ፋይ/2625/17

ዕለት/ቀን/ 14/09/2017ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኮሚሽን ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና GPS ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከግጥምን ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 14/09/2017ዓ/ም ክሳብ 18/09/2017ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 3' ናይ ስራሕ መዓልቲ ብዝተኣሸገ ፓስታ ናብ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክት ቢሮ ቁፅሪ 268ንክተቕርቡ ንዕድም፤

✓ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ዝተሓድሰ ንግዲ ፍቓድ ክተቅርቡ ትኽእሉን፤

✓ ቲን ቁፅሪ (TIN No) ዘለዎን ከትሕዝ ዝኸእል፤

✓ ብመቅረባይነት ዝተመዘብኩም፤

✓ ዘቅርቦም መረዳእታ ነኒሕድ ሕድ ፎቶ ኮፒ ጌሩ ከቕርብ ዝኸእል፤

✓ ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ኮሚሽንና ብምውሳድ ብናትና መቅረቢ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ይግባእ፤

✓ ፓስታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/09/2017ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 9፡OO፤

✓ ፖስታ ዝኸፈተሉ ዕለት 18/09/2017ዓ.ም ድሕሪ ሰዓት 9:30፤

✓ ሰዓረይ ዝኾነ መቕረባይ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ

✓ ሰዓራይ ዝኾነ ተወዳደሪ ምስ ንበረትን ጉልበት ሓይሊ ሰብ ሓዊሱ ይኸዉን

✓ ኮሚሽንና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ምዃኑ፤

✓ ፐሮፎርማ ኣብ ዝኸፈተሉ ሰዓትን ቦታን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ዝኸእሉ ምዃኖም፤

✓ ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ ቁፅሪ 268 ንርከብ፤

ስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 44 17