https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17261
ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንናይ ቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ምምሕዳር ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 11:31 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ብናይ ንግዲ ዘፈርኩም መሰረት ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : መቅረባይነት  : ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይዚ ዓመት ናይ መጨረሻ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክለረሽን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 22/9/2017 ዓም  ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሊ ናይ ስራሕ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ  ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 19 ሳልሳይ ደብሪ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ብመዉሳድ ክትጫረቱ ይዕድም

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406451