https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1726
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓዝተ ዉማሕበር ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ፓሎ (ኮንክሪት ሓፂንን) : ናይ ኤሌክትሪክን ቡንቧን ኣቁሑት አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ ስለዝኮነ እዘም ዝስዕቡ ረቆሒታት ተማልኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 26, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 14, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፋቃድ ፎቶ ኮፒን ጨረታ ሰነዶም ከቅርቡ አለዎም

2 ናይ ጨረታ መክብሪ ዉሕስና ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብመልክዕ ሲፒአ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምወሳድ ዝክእል

3 ካብ ተቁ 1 እስካብ 3 ከማልኡ ዝክእሉ ተጫረትቲ ናይ ዋጋ መቀረቢ ሰነድ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ 13/09/2008 ዓም ሰዓት 11:00 ሰዓት ከቅርብ ዝክእል

4 እዚ ጨረታ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 14/09/2008 ዓም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይክፈት

6 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344405806 / 0342410085 ምሕታት ይከኣል