https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17254
ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ፊልድ መኪና ክራይ ትደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 15, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 15, 2017 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/

ፐርፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ፊልድ መኪና ክራይ ትደሊ

ተወዳደርቲ ከተማልእዎ ዝግበአኩም

1. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2. ኦረደር ካብ ዝወሰድኩም ኣብ ውሽጢ 3 መዓልተይ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል

3. 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4. ፐርፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 13/09/2017 ዓ/ም-15/09/2017 ዓ/ም

5. ፐር ፎርማ ዝዕሸገለ ዕለት15/09/2017ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ 15/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 9:30 እዮ

6. ኣድላይ ኮይኑ ተተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዋ