https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17243
ዝዉገድ ንብረት ጨረታ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ኣብ 2017 ዓም ከወግደም ካብ ዝደለየ ኣቀሑት ኣብ ቤት ፅሕፈት መሰረተ ልምዓትን ቤት መዘጋጀ ከተማን ዝርከቡ ዘገልግሉ ንብረታት መላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረሰብ ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ማለት እዉን ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ተጫረቲ ናይ ነባራይነት መለለይ ካርድ መተዋቂያ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 ዝኮነ ይኩን ንግድ ፍቃድ ንዘለዎ ድማ ናይ 2017 ዓም ግብሪ ብምክፋል ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድ ደኣንት ንዝኮኑ ድማ  ዝተሐደሰ ነሰይ ደኣንት ሰርተፊኬት  ከቅርብ ዝክእል

3 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ስራሕ ንግድን ፋይናንስን ምምሕዳርን ጉጅለ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ሳልሳይ ደብሪ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 12/9/2017 ዓም ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ብር 15000 ጥራሕ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 እቲ ናይ ጨረታ ፖስታ ብሽምዒ ብተመሳሳሊ መንገዲ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፐን ናይ ተጫራታይ ሽምን ፊርማን ማህተም እንተሃልዩ ማህተም ብምግባር አብ ቤት ፅሕፈትና ዝተዳለወ ሳነዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይክእሉ

5 ናይ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ እዉን ብጥረ ገንዘብ 15000 ብር ክትሕዝ ዝክእል

6 ናይ ጨረታ ሳንደቅ ዝወፀሉ ዕለት 22/9/2017 ዓም ሰዓት 400 ተዓፅዩ ብተመሳሰሳሊ ዕለት ሰዓት 22/9/2017 ዓም 430 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

7 ጨረታ ሰዓራይ ዝኮንኩም ትካላት ኦድረ ካብ ዝበፅሓኩም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ሒሳብክም ከፊልኩም ንብረት ናይ ምልዓል ግዴታ አለኩም ነዚ ነዘይገብር እቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ተወሪሱ ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ከምዝከዉን ክፍለጥ አለዎ

8 ቤት ፅሐፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0935280037  ኣድራሻና ቀበሌ 03 ድሕሪ ዳማራይ ብጉሳ ቤተ ክርስቲያን ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ