https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1724
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 26, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 10, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 10, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/

ምድብ 1 ፕሪንተር :ላፕቶፕን :መትሐዚ ላፕቶፕ ሌዘር ቦርሳን

ምድብ 2 አቁሑት ህፃናት ማለት እዉን ኢንዶር ጌምስ/Indoor games/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ናይ 2008 ዓ/ም ፍቃድ ንግድን ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘሐደሰን

2 ኣብ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን መለለይ ቁፅሪ ገበርቲ ክፍሊ ዘለዎ ኮይኑ ንኩሉ መረዳእታ ዘቅርብ ናይ ወርሒ ሚያዝያ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ

3 መከበሪ ጨረታ ንምድብ 1 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ቅርሺ Â ንምድብ 2 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ዘትሕዝ

4 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ ምስእሰረ ኣብ 30 መዓለቲታት ናብ ዕቀባ ቢሮ ትምህርቲ ብናይ ቢሮ ትምህርቲ በዓል ሞያ አረጋጊፁ ዘረከብ ክከዉን አለዎ

5 ተጫራታይ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ምክፋል ምልካታ ካብ ዝወፀሉ 26/09/2008 ክሳብ 10/10/2008 ሰዓት 8:00 ምዉሳድ ይከኣል

6 እቲ ጨረታ10/10/2008 ሰዓት 8:45 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ፈፃሚ ዕዳጋ ይክፈት

7 እቲ ቢሮ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳከኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0344403477 ወይ ከዓ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይከኣል