https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1723
ትካልና ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሪክ ፓሎ ማለትዉን ኮንክሪት :ከምኡዉን አቁሑት ቡንባን :ኤለክትሪክን አጫሪቱ ከዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 26, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 14, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 14, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

 ስለዚእዞም ዝስዕቡ ረቆሓታት ዘማልኡ ተጫረቲ ንክጫረቱ ይዕድም::Â

ተጫረትቲ

  1. ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ ምስ ጨረታ ሰነድ ከቕርቡ ኣለዎም::
  2. ናይ ጨረታ መኽበሪ ውሕስና ጨረታ ቕድሚ ምኽፋቱ ካብ ጠቕላላ ዋጋ 2% ብመልክዕ ሲፒኦ ከቕርብ ዝክእል::
  3. እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓልሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይመለስ ብር 100.00 ብምኸፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ማሕበር ምዕዳግ ይኽእሉ
  4. ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቕረቢ ሰነድ ብሰምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክሳብ ዕለት 13/10/2008 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ከቕርቡ ይከእሉ::
  5. እቲ ጨረታ ተጫራትቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተለኸብሉ ንዕለት 14/10/2008 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::
  6. ፋብሪካ ሰሚንቶ መሰቦ ሓዝዉ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  7. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0344405806 ወይዉን 0342410085 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል