https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17221
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 11, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ምልኸታ ፕሮፎርማ/ 

ናይ ወርሒ ግንቦት 2017 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፣

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ክቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተ.ቑዝርዝርዓይነትንብረት / ግልጋሎት /ዝርዝር ግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብርሳ
2መሰበንብሳምፕል መሰረትቁፅሪ420
3ረጉድ ገመድብሜትሮ በዓል 100ጥቕላል30


እንክተሎም መምርሒ

4.አቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 11/9/2017 ዓ/ም - ዕለት-13/09/2017 ዓ/ም ተዓፅዩ ዕለት 14/9/17 ሰዓት 3፡30 ይኽፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልከታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት