https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17206
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨው ን 2017 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 11, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 26, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000.00
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 26, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ምልከታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨው ን 2017 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ስለዚ ሕጋውያን ነጋዶ

ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግብኡ መዐቀኒታት

1. በቲ ዘፈር ንግዲ ናይ 2017ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲን መቅረባይ ካርድን ከቕርብ ዝኽእል፡፡

2. ቲን ናምበርን ከቕርብ ዝኽእል፡፡

3. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ቫት ተመዘጋባይ ሰርቲፊኬት፡ ናይ ዝሓለፈ ስለስተ ወርሒ ሓደ ወርሒ ሒሳብ ሪፖርት ክተቅርቡ እትክእሉን ::

4. መጠን መኸበሪ ጨረታ ብር 20000.00 ብCPO ፣ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝኸእል፡፡

5. ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ ብር 300.00 ብምኸፋል ካብ ዕለት 11/09/2017 ዓ/ም ምልከታ ካብ ዝወፀኣሉ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ከተማ ማይጨው ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ብምውሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ዝተዉሃቦም ሰነድ ኦርጅናን ዋጋ ዝምለኦሉ ኮፒን ከእትዉ ኣለዎም ፡፡

6. እቲ ጨረታ ሳንዱቕ ዕለት 26/09/2017 ዓ/ም ልክዕ ሳዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ ማይጨው ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ይኸፈት፡፡

7. ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ከይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ ኣይህሉን ፡፡

8. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኸቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡

9. ጨረታ ዋጋ ፀንዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 20 ማዕልቲ ይኸውን፡፡

10. ቤት ፅሕፈትና 20 % ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

11. ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ከተማ ማይጨው ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ስቶር ከምፅእ ዝኸእል፡፡

12. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03477701234 ምሕታት ይካአል፡፡