https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17204
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 11, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ተ.ቑዝርዝር ኣቑሑትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
1ናይ ፔጆ ጎማ መኪና205/55/R16 ብሳምፕልቁፅሪ05
2ናይ ኒሳን ጎማ መኪና245/70R16 tubeless ብሳምፕልቁፅሪ10
3ኣየር ኪሊነርብሳምፕልቁፅሪ03

ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክተማልእዎ ዝግባእ ፦

1. በዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነት፣ ቲን ካርድን ኮፒ ኣተሓሒዙ ዘቕርብ።

2. ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።

3. ኩሉ ዓይነት ጎማ ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን ኣለዎ።

4. ብናይ ባዕልኻ ስፔስፊኬሽን ቐይርካ ምቕራብ ኣይከኣልን።

5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ ስለዘገልገል እቲ ንብረት ኣብ ኢዶም ምህላዉ ኣረጋጊፆም ይምልኡ።

6. ናይዚ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝርዝር ካብ ኮ/ል/ፓ/ኢ/ ትግራይ ጥቓ ዋና ቢሮ ደደቢት ማክሮ ፋይናንስ ፊት ንፊት ወይ ጎኒ ወይዘር ህንፃ 2 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 204 ካብ ዕለት 11/09 /2017 ዓ.ም እስካብ ዕለት 14 /09/2017 ዓ.ም ስዓት 4፡00 ምውሳድ ትኽእሉ።

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/ 09/ 2017 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረትቲ ኣብ ዘለውሉ ይኹን ኣብ ዘየለውሉ ይኸፈት ፡

8. ንብረት ተቐባልነት ዝህልዎ ብበዓል ሞያ ምሰ ኣረጋገፀ ይኸውን።

9. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ንብረት ከቕርብ ዝኽእል።

10. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

11. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0342417669 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።