https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17201
ኣብ መቐለ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮሃንስ ሙዚየም ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ኣረጓጉቲ ፍርጅ፣ ድሽ ሻሓነ፣ ካራቡላ፣ ዝኣርጉ ወናብር፣ ፕሪንተር፣ ናይ ማይ ሞተር፣ ዝኣረጉ ዝተፈላለዩ ሓፃውን ናይ ሞተር ሳይክል፣ ዝኣረጉ ጠረጳዛታት፣ ካዝና ትካልና ከጨረታ ስለዝዳለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 11, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 15, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጉንበት 16, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ምልክታ ጨረታ

ኣብ መቐለ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮሃንስ ሙዚየም ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ኣረጓጉቲ ፍርጅ፣ ድሽ ሻሓነ፣ ካራቡላ፣ ዝኣርጉ ወናብር፣ ፕሪንተር፣ ናይ ማይ ሞተር፣ ዝኣረጉ ዝተፈላለዩ ሓፃውን ናይ ሞተር ሳይክል፣ ዝኣረጉ ጠረጳዛታት፣ ካዝና ትካልና ከጨረታ ስለዝዳለየ እቶም ዝጫሩቱ ዝርዝር ዓይነት እዞም ዝስዕቡ ይመስሉ።

ተ.ቁዓይነት ዝርዝር ኣቅሑመጠን መግለፂ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ዓብይ ፍርጅ LGናይ ሓደ ዋጋ
2ዱሽ ሸሓነናይ ሓደ ዋጋ
3ካራምቡላናይ ሓደ ዋጋ
4ዝተፈላለዩ ወናብር (ናይ ካፊን፣ ናይ ናይ ሓደ ዋጋ ቢሮን)ናይ ሓደ ዋጋ
5ፕሪንተርናይ ሓደ ዋጋ
6ናይ ማይ ሞተርናይ ሓደ ዋጋ
7ዝተፈላለዩ ሓፃውን ናይ ሞተር ሳይክልናይ ሓደ ዋጋ
8ጠረጳዛታትናይ ሓደ ዋጋ
9ስባር ካዝናጅምላ

ዝጫረት ስለዘለና ካብ ዕለት 11/9/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/9/2017 ዓ/ም ዝርኣየሉ ሰዓት 2፡30-6፡30 ናይ ንጉሆ ድሕሪ ቀትሪ 8፡00- 11፡00 ኣብቲ መስራቤትና እንዳመፃኹም ብኣካል ብምርኣይ ኣብ ላዕሊ ብዝተጠቀሰ መሰረት ዝርዝር ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ተዓሻጊ ፓስታ ብምዕሻግ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ምግባር ይከኣል ተጫራታይ ዝስዓሮ ዓይነት ንብረት ብቻ የልዕል እቲ ጨረታ ዝዕፀየሉ ዕለት 15/9/2017 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዮ ዕለት 16/9/2017 ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ይኸፋት ኣብ ቤት ፅሕፈትና ባዕልኩም ወይ ተወካሊ ኣብ ዝተረኸበሉ እቲ ጨረታ ይኽፈት ተጫራታይ ዝምለስ 1000 ብር (ሓደ ሽሕ ብር) የትሕዝ ሰዓራይ ካብ ዘሸነፈሉ ዕለት ጀሚሩ እቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ የልዕል እቲ ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ ተረኺቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን በቲ ዝተጠቀሰ መዓልቲ ሰዓራይ ንብረት እንተዘይኣሊዕሉ ቤት ፅሕፈትና ተጠያቂ ይኸውን፡፡

ምስ ሰላምታ