https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17186
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክተር ዕደጋ ንፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ መስዋወጢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 7, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 16, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቑፅሪ ዕክንም 43/2-3/01/1

ዕለት 07/09/2016 ዓ/ም

ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክተር ዕደጋ ንፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ መስዋወጢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኣብዚ ክትወዳደሩ ኣትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘርፍኹም መሰረት

ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ቲን ናምበር ኣብ /VAI/ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋሠሐሉ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት ክሳብ ዕስት 16/09 /2017 ዓ/ም ስዓት 11፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ህንፃ ክፍሊ ቑፅሪ 3-19 ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳ ዘይምስስ ብር 100.00/ሓደ ሚኢቲ ብር/ከፊልኩም ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም፡፡

ፍሉይ ሓበሬታ

ስ.ቁ--0344406451