https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17185
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያ ዕድል ስራሕ ፈጠራን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅገና ብባዓል ሞያ ክነፀግን ስለ ንደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ዕዳጋ ሓሙስ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ቁፅሪ 3392 /ዕ/ፋ/ን/ም/ር23-17

ዕለት 08/09/2017ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ቁፅሪ 03/2017

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያ ዕድል ስራሕ ፈጠራን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅገና ብባዓል ሞያ ክነፀግን ስለ ንደሊ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተርያ ንኽትወዳደሩ ንዕድም።

1. ናይ 2017ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ገይሪ ዘቕርብ

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ/ቲን ናምበር/ ኮፒ ገይሩ ዘቕርብ

3. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ዘለኩም ኮፒ ገይሩ ዘቕርብ

4. ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያ ዕድል ስራሕ ፈጠራን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ብኣካል ብምምፃእ ኣብ ዝተባላሸወ እናመፅ ከፅግን ዝክእል

5. እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 08/09/17 ዓ/ም ክሳብ 12/09/2017ዓ/ም ብኣየር ይውዕል"

6. እቲ ጨረታ ዕለት 13/09/2017ዓ/ም ሳዓት 4፡00 ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያ ዕድል ስራሕ ፈጠራን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 03 ይክፈት

7. ተጫረቲ ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዶክመንት ከም ውዕሊ ዘገልግል ከይኑ ክሳብ ሰነ 30/10/2017ዓ/ም ክፅግን ዝክእል፡፡

8. ኮለጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብከፊል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ

9. ኣሸናፊ ዝፍለ ብጠቅላላ ድምር ስለ ዝኮነ ብሙልኡ ነፀላ ዋጋ ክትመልኡ ኣለኩም እንተዘይ መሊእኩም ካብ ጨረታ ወፃኢ ትኾኑ

10. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0939048207/0920256876 ምሕታት ይምልከት

ተ/ቁዝፅገኑ ዝርዝር ንብረትመፍለዩመለክዒበዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋ
1Computer MonitorMaintenanceቁፅሪ25
Serviceቁፅሪ25
2Computer systemMaintenanceቁፅሪ25
Serviceቁፅሪ25
3Lap top ComputerMaintenanceቁፅሪ01
Serviceቁፅሪ01
4Photo copy machineMaintenanceቁፅሪ03
Serviceቁፅሪ03
5PrinterMaintenanceቁፅሪ06
Serviceቁፅሪ06



ናይ ባዓላ ትካል ስም --------------    ፊርማ  -------------  ዕለት  ----------- ማህተም