https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1718
ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኤለክትሮኒክስ ፡ ፅሕፈት መሳርሕን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 25, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ስለዝደለየ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተመልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

  1. ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን በዚ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን ሰነድ ጨረታ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 8 ብምምፃእ ምዉሳድ ይከኣል
  2. ጨረታ ካብ 23 ግንቦት ክሳብ 7 ሰነ 2008 ዓም ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ 7 ሰነ 2008 ዓም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344416570 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል