
ዕለት 6/09/2017
ቁፅሪ ፕሮፎርማ 15
ናይ መኪና መለዋወጥ ኣቂሑትን ብፕሮፎርማ መቕረቢ
ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጥ ኣቂሑት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።
1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 07/09/2017 ክሳብ ዕለት 11/09/2017 ኣብ ዘሎ ስዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።
2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።
3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2017 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /in/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።
5. ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰልና ዝተሓለወ እዩ፡
6. ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰልና ዝተሓለወ እዩ፡
7. እቲ ፕሮፎርማ ምስተኸፈተ ከም ኣድላይነቱ ናይቲ ዝግዛእ ኣቁሑት መጠን ክሳብ 20% ክውስኽን ክቅንስን ይኽእል፣
| ተ.ቀ | ዝድለ ዓይነት ንብረት Material | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ ብር | ጠቅላላ ዋጋ ብር |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ክለች ዴስክ | 31250-ok202 | ብቁዕሪ | 01 | ||
| 2 | ክለች ከቨር | 31210-ok040 | ብቁዕሪ | 01 | ||
| 3 | ሪሊዝ ቤሪንግ | 31230-71011 | ብቁዕሪ | 01 | ||
| 4 | ፓይሌት ቤሪንግ | 90363-12002 | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 5 | ፎርክ | 31204-35070 | ብቁፅሪ | 01 | ||
| 6 | ሪሊዝ ስሊንደር | 31470-ok030 | ብሴት | 01 |
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም
ፊርማ
ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5
ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875