https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17177
ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 18, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3ooo
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 18, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ጨረታ-ምልክታ

ለምለም ካርል ሆ/ል ማይጨው ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ ስለዚ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቃሓ ዝታማልኡ ነጋዶ ንከትጫረቱ ንዕድም፡

1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን

2. ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎን

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

4. ጨረታ መክበሪ ናይ 3ooo ብር ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5. ጨረታ ሰነድ 100 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል ዕ/ፋ/ን/ምም/ር መፂኩም ትወስዱ እትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ

6. 2 % ዊዝ ሆልዲንግ ክኸፍሉ ዝኽእሉ

7. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት08/09/2017ዓ.ም ስካብ 18/09/2017ዓ.ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይከውን

8. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 18/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 8፡0o እንትከውን ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት

18/09/2017 ዓ/ም ስዓት 8፡30 መቀለ ጥዕና ቢሮ ኣዳራሽ ይኸውን ፡፡

9. ጨረታ እንትከፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከቡሉ ይከፈት

1ዐ. ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል

11. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ዘይንበብ ንግዲ ፍቃድ ፣ቲን ናበር እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን

12. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

13. ኣሸናፊ ኣካል እቲ ንብረት ብናይ ባዕሊ ትራንስፖርት ናብ ለምለም ካርል ሆስፒታል ስቶር ከረክብ ዝኽእል፡፡

N.B ፡- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0935703350 ደውልካ ምሕታት ይካኣል