
1 ንጨረታ ዝቀርቡ ዝርዝር ቦታታት ኣብ ክፍለ ከተማታት ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራ መሬት ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ከምእዉን ኣብ መርበብ ሐበሬታ ኣብ ፊስቡክ ገፅ Mekelle city communication Affairs ከምእዉን ኣብ ድምፂ ወያነ ትግራይ ምርኣይ ይከኣል
2 ካብ ጉንበት 25/9/2017 ዓም ጀሚርኩም ድማ ተወዳደርቲ ጨረታ ናይ መወዳእታ ዉፅኢት ብምልክታ ወይድ ማ ኣብ መርበብ ሐበሬታ ምረእይ ከምትክእሉ ክንሕብር ንፈቱ
3 እቲ ጨረታ ጉንበት 18/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ብፅባሒቱ 19/9/2017 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ አዳራሽ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ይክፈት
4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉበ ዝተሐለወ እዩ