https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17166
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ፈሳሲን ከተማ ዓደግራት ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ ዘለዎ ናይ ግልጋለቶም ዝወድኡ ሐደስቲን ንብረታት : ሞባይላት : ትቦ ብረት : ዲሲ ትቦታት : ጀነሬተራት ሐፂን መፂንን : ካልኦት ብርክት ዝበለ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 26, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 26, 2017 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ሰለዚ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ ይኩን ዘይብሉ ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 300 ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 5/9/2017 ዓም ክሳብ ዕለት 26/9/2017 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

2 እዚ ጨረታ ዝእክፈተሉ ዕለት 26/9/2017 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ፈሳሲን ከተማ ዓደግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለወሉ ይክፈት

3 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914732413  0904869294  0914208327