https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17164
ሱር ኮንስትራክን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማህበር ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታት አብ ላጪ ቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ካባቢ ቤት ህንፀትን መሰቦ ፕሮጀክትን ዝርከብ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘገልግለ ንብረት: በርሚል : ናይ መኪና ባትሪ ጎማ :ቁርፅራፅ ሓፂን መፂንን ዕንፀትን ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 27, 2017 03:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ሰለዚ ኣብዚ ጨረታ ምስታፍ ትደልዩ ተወዳደረቲ ዝርዝር ንብረትን ክተማልእዎ ዝግባእ ረቆሒታት ዝሐዘ ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ምስተጋወሐ ካብ 7/9/2017 ዓም ክሳብ 27/9/2017 ዓም ኩሉ ግዜ ኣብ ስርሕ ሰዓት ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈልኩም ላጪ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዕደጋ ክፍሊ ክትወስዱ ነፍልጥ