
1 በቲ ዘርፊ ናይ 2017 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝሐደሱ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ተመዝገብቲ ወይ ቲን ናምበር ዘለዎም
3 ናይ 2017 ዓም መቅረባይነት ፍቃድ ዝሐደሱን ቫት ዝተመዝገቡን ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን
4 መከበሪ ጨረታ 5000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ብሽም ማእከል ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ከትሕዙ ዝክእሉ
5 ተጫረቲ ንዝወዳደርሉ ዝርዝር ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ሳንዱቅ ካብ ዕለት 5/9/2017 ዓም ክሳብ 19/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ዘሎ ግዝ የእትዉ
6 እቲ ጨረታ ዕለት 19/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
7 ተጫረቲ ነቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ቢሮ ቁፅሪ 4 ብር 100 ብምክፋል ክዕድጉ ይክእሉ
8 ንዝበለፀ ናይ ጨረታ መምርሒ ምስቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ሓቢሩ ስለዝሽየጥ ካብኡ ምርኣይ ይከኣል
9 ማእከልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
10 ኣድራሻና ኣብ ከተማ ኣክሱም አብ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ቅድም ክብል ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ዝነበረ ህንፃ ኮይኑ
ንወሳኪ ሐበሬታ 0972355532