
ቁፅሪ 4164/226/2017
ዕለት 4/9/17 ዓ/ም
ምልኸታ ፕሮፎርማ
ናይ ወርሒ ግንቦት 2017 ዓ/ም ቁፅሪ - 8
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፎቶ ኮፒ ቐለም ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፣
| ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ናይ ፎቶ ኮፒ ቐለም /ቶነር/ | C-EXV-42 | ብቑዕሪ | 30 | ||
እንክተሎም መምርሒ:-
1. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 04/09/ 2017 ዓ/ም - ዕለት 06/09/2017 ዓ/ም ተመሳሳሊ ሰዓት 10፡00 ተዓዕዩ በቲ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኸፈት::
2. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
3. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብዉሽጢ ሰለስተ ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
4. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
5. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልክታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት