https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17148
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ጨንፈር ዓይደር ሞተር ሳይክል ስፔር Shock Absorber Front Complete For Hero 125 CC ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 6, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 47/2017 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ጨንፈር ዓይደር ሞተር ሳይክል ስፔር Shock Absorber Front Complete For Hero 125 CC ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደብ 22276/ት/መ/ማይ ዕለት 01/09/2017 ዓ.ም ብእውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮትሓ ክተማልኡ ይግባእ

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ክቅርብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃእ) ይግበር

- ግብሪ ክፋለ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

-እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጠ/ዋጋመብርሂ
1Shock Absorber Front Complete For Hero 125 CCpcs02

ምስ ሰላምታ

N.B ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝy Tesfay Me

ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 4/9/2017 ዓ ም ክሳብ 6/9/2017/ በ

እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335