https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17131
ትካልና ሱር ኮንስትርክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንፕሮጀክት ስራሕቲ አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሪክን ናይ ሳኒተሪ ፓምፕን ኣቀሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 29, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 በዚ መሰረት ክትሳተፉ እትደልዩ ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 1/9/2017 ዓም ክሳብ 22/9/2017 ዓም ክሳብ 330 ናይ ንጉሆ ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትርክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ህንፃ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ቢሮ ብምምፃእ ኩሉ ህዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 200 ብምክፋል ክትግዝኡ ምካንኩም ንሕብር

2 እቲ ጨረታ ዕለት 22/9/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሉ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት