https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17108
ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኣከበ ድርቓ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 29, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/

ቁፅሪ 686/01/2017ዓ/ም

ዕለት 28/08/2017ዓ/ም

ን2ይ ግዘ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኣከበ ድርቓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ::

ታ.ቁዓይነት ንብረትመለክዒበዝሒመበገሲ ዋጋናይ በቢ ሓደ ኩምሪ ዋጋ
ብርሳ
1ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ድርቓ ኩምሪ ቁፅሪ 1 ምሻጥኩምሪ0140.000ብር


ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ ተጫረቲ እቲ ዝጫረትዎ ድርቓ ብኣካል ናብ ቤትህንፀት መቐለ መፂኦም ብምርኣይ ናይቲ ኩምሪ ጠቕላላ ዋጋ ከቐምጡ ኣለዎም

2/ ተጫረቲ ናይ ዋጋ መምልኢ ሰነድ ጨረታ ካብ መቐለ ቤትህንፀት ካብ ዕለት 28/8/2017 ክሳብ  01/09/2017 ዓ/ም ሰዓት 3.30 ካብ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 6 ክወስዱ ይኸእሉ እዮም እቲ ጨረታ ዕለት 01/09/2017ዓ/ም ሰዓት 4.00 ተጫረቲ ኣብዝተረኸብሉ ይኹን ኣብ ዘይተረኸብሉ ይኸፈት

3/ ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ኣብ ፖስጣ ብምዕሻግ ናይ ኣድራሻ ዝጠቅስ መታወቅያ ኮፒ ብምትሕሓዝ ኣብቲ ዝባን ፖስጣ ፌርማን ስልኪቁፅርን ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ኣለዎም

4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ ናይ ዝሰዓሮ ድርቓ ገንዘብ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ናብ ናይ ቤትህንፀት መቐለ ሒሳብ ኣካዉንት ኣታዊ ገይሩ እቲ ድርቃ ድማ ኣብዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ከልዕል ኣለዎ ኣብቲ ዝተጠቐሰ መዓልቲ እቲ ገንዘብ ኣታዊ እንተዘይገይሩን እቲ ድርቓ እንተዘይኣልዒሉን መስራቤት ከሊእ መማረፂ ይወስድ

5/ መስራቤትና እቲ ብተወዳደርቲ ዝምላእ ዋጋ ቅቡል እንተዘይገይርዎ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0975452063/0914120805 ምሕታት ይከኣል