https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17066
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2017 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፡ ናይ መኪና ዘይትን ቅብኣትን ፡ ፈርኒቸር ኣከሰሰሪን ፡ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብክልላዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2017 ዓም ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ናይ 2017 ዓም ዝሐተደሰ መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 መረዳእታ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ መጋቢት ወርሓዊ ሒሳብ ዘፍለጥሉ ኣሐዲስኩም ዝንበብን ግልፂ ዝኮነ ንነብስወከፍ መረዳእታ ሐደሐደ ክተቅርቡ አለኩም

5 መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይድም ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ

6 መጠን መከበሪ ጨረታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ተገለፂ አሎ

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል 20/8/2017 ዓም ክሳብ 4/9/2017 ዓም ሰዓት 11:30 ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶር ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ቁፅሪ 4 ዓዲጎም ምዉሳድ ይከኣል

8 ተጫረቲ ምስዓሮም ምስተረጋገፀ ድሕሪ ሰለሰተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት 10 ሚእታዊ ጠቅላላ ዘሸነፍዎ ንበረት ዋጋ ብስም ቤት ዕዩና ብምትሓዝ ናይ ምእሳር ግዴታ አለዎም

9 ተጫረቲ ኣብ ዝሰዓርዎ ንብረት ብዉዕሊ ናይ አታዊ ክገብሩ አለዎም

10ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ዝቀረበ ዝርዝር ወይድማ በዝሒ ካብ ነብሰወከፍ ብ20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ዝከኣል ምካኑ ክፍለጥ ይግባእ

11 ጨረታ 5/9/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ካብ ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ 40 ማዓልቲ ምካኑ ክፈልጡ ይግባእ

13 ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ሕቶ እንተሃልዎም ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብፅሑፍ ናብ ቤት ፍርዲ ብምቅራብ ክሓቱ ይግባእ

14 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344402420 ደዊልክ ምሕታት ይከኣል