https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17063
ንካልኣይ ግዝ ዝወፀ ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ አብ 2017 ዓም ናይ ስዊድን ስራሕቲ ዝኮነት ስካኒያ ማለት እዉን ማርኮፖሎ ሞዴል F94H.B ዝኮነተ ሰርቪስ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት ማለት እዉን ስፔር ፓርት ቀለማት መኪና ካልኦት መስርሒ ሕድሳት ፅገናን ዝተኣሳሰሩ ኣቅሑት ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:400
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 4, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ቫት ዝተመዝገብኩም ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም :  ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም : ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለኩምን ነጋዲ ክትጫረቱ ይዕድም

2 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብቲ ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ዓብይ ዓዲ ጉጅለ ዕደጋ ምምሕደርን ንብረት 400 ቅርሺ እናከፈልኩም ብምዉሳድ እዚ ምልክታ ብሬድዩ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 4/9/2017 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ኮሌጅና ንዘሎ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ እትክእሉ ትክእሉ

3 እቲ ጨረታ 4/9/2017ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትገራይ መቀለ ይክፈት ኣብቲ ዝተብሃለ ቦታን ሰዓትን ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እዉን እቲ ጨረታ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914754298 / 0937026218  / 0914754215