https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17058
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪ ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 22, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 22, 2017 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ም ል ክ ታ ፕ ሮ ፎ ር ማ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪ ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 22/8/2017 ዓ/ም ስዓት 10:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተወዳደርቲ

  • ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2017 ዓ/ም
  • (TIN) Tax identification Number ዘለኩምን
  • ኣብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም።
ታ/ቁናይ ኣቁሑት ዝርዝር/Descrptionመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅለላ ዋጋ
1Dell optiplex 7010 Internal hard disk 500GB With sata data cabel and sata power cabelቁፅሪ2
2Dell optiplex 7020 Internal hard disk 500GB With sata data cabel and sata power cabelቁፅሪ1
3Dell optiplex 790 Internal hard disk 500GB With sata data cabel and sata power cabelቁፅሪ1
4Usb mouseኦርጂናልቁፅሪ1
5Usb key boardኦርጂናልቁፅሪ4

መተሓሳሰቢ

· ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሽጢ ሽወዓተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።

· ኣብ ስቶሩ ንብረት ዘይብሉ ተረቲ ክመልእ የብሉን ካልኣይ ንዝሰዓሮ ኣቕሓ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኦርጅናል ምዃኑ ኣረጋጊፁ ናብ ቤት ዕዮና ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ተሓታቲ ይኸውን፣

· ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።

· ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ ጫረታ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡