https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17053
ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጨ/መቐለ ዝተፈላላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 20, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 25, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሚያዝያ 25, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ግልፂ ጨረታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ

ተቁዓይነት ንብረትመብርሂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ኮምፒተር ወረቀትChampion A4 210*297mm 80g/m /500 pcsፓኬት6
2ሰማያዊ እስክርቢቶሊንክ ኦፊክስ 50ዝ ሕዝፓኬት2
3ፕሪንተር ቀለም05ኤጋርደንቀፅሪ8
4ፕሪንተር ቀለም26ኤጋርደንቀፅሪ3
5ፕሪንተር ቀለም59 ኤጋርደንቀፅሪ2
6ፕሪንተር ቀለም226 ኤጋርደን Tonnerቁፅሪ2
7ንእሽተይ ማስታወሻሲንየር ላይንደርዘን1
8ፀሊም እስክርብቶLink maxaቁፅሪ6
9ቦክስ ፋይልኬንት በዓል ሓፂንቁፅሪ20
10ካኪ ፖስታ ማእኸላይኤ4፣ 50ዝሕዘፓኬት50
11ፍሉድ ኮሬክ ሽንናይ ማሌዢያሴት06
12ፕላስተርሸራካኪጥቅላል05
13ማእኸላይ ማስታወሻቁፅሪ20
14ኣጀንዳ 2018ናይ ወፃኢቁፅሪ5
15ፕሮቶኮል መዝገብቁፅሪ05
16ፍላሽ ሚሞሪ32 ጂቢቁፅሪ04
17እስቲ ከር ኖትቁፅሪ05
18አሁናይ ጀርመንቁፅሪ10
19ክላስተርቁፅሪ20

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2017 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእስ

2. ናይ ግብሪ ከፋሲ መስስ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸእስ

3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእልን

4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ወደ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ

5. እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 20/8/2017 እስካብ 25/8/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅድም ቀትሪ ተዓፅዩ፤ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብስ ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕሪ ይኽፈት፤ ደሓ ሲቲ ሰንተር ህንፃ 6o ደብሪ ቁፅሪ 8

6. ውሕስና መኽበሪ ጨረታ ብዛንኪ ብዝተረጋገፀ መሕዘዚ ክፍሊት (ሲፒኦ) ብር 5000 ብስም ትካልና ከትሕዝ ዝከእስ

7. ሰነድ ጨረታ ዘደምስስ ብር 100 እናኸፈስካ ካብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣስ

8.ሰዓራይ እዚ ጨረታ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረስ ዕለት ጀሚሩ ውሽጢ 10 መዓልቲ በቲ ዘቅረብና ስፐስፒኬሽን መሰረት ፅሬት ዘስዎ አቅሑት ሰሪሑ ናብ ትካልና ንብረት ክፍሊ 6ደ ደብሪ ብናይ ባዕሱ መጓዓዓዝን መሰል ወፃኢታትን የረክብ

9. ሰዓራይ እዚ ጨረታ ሰዓራይነቱ ካብ ዝተገስፀሱ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ተዘይኣሲሩ መኽበሪ ጨረትኡ ናብ ትካልና ኣታዊ ይገበር

10. እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ጨረታ ብሙሱእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰስ ዝተሓስ እዩ፤

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከኣል፣ቁፅሪ ቴሌፎን 0344-404253