https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17047
ድርጅትና ከሳቴ ብርሃን መ/ኮሌጅ ንስራሕ ኣገልግሎት ዝውዕላ ላፕ ቶፕ ኮምፒተር በጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 27, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 27, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ናይ ጨረታ ማስታወቅያ

ድርጅትና ከሳቴ ብርሃን መ/ኮሌጅ ንስራሕ ኣገልግሎት ዝውዕላ ላፕ ቶፕ ኮምፒተር በጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዝኾነ ነዚ ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ረቋሒ እተማልኡ ነዶ ኣፍቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም።

መተሓሳሰቢ

- ሕጋዊን ናይ 2017ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲፍቃድን ዘለዎ

- በቲ ዘርፊ ናይ ኣቅራባይነት ዝተመዝገበ

- ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ

- ነቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 17/08/17ዓ.ም ካብ ትካልና ገንዘብ ቤት ዘይምለስ ብር 100.00(ሓደ ሚኢቲ) ብምኽፋል ምውሳድ ይካኣል

- እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 17/08/17ዓ.ም እስካብ 27/08/17ዓ.ም ሰዓት 04 :00 ዝፀንሕ ኾይኑ ኣፍቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:15 እቲ ጨረታ ተረትቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ይኸፈት።

- ትካልና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ :- 0914729078