https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/17046
ወረዳ ሰሓርቲ ቤትፅሕፈት ል/እቶትንምም/ር ፋይናንስንን ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝትዉዕል መኪና ኣወዳዲሩ ክፅግን ስለዝደለየ ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 18, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ሳሓርቲ ሳምረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 24, 2017 04:45 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ተሽከርካሪ/

ቑፅሪ 181 /ዕ/ም/ር/ን/2017 ዓ/ም 

ዕለት 13/08/2017 ዓ/ም

ምልክታጨረታ

ወረዳ ሰሓርቲ ቤትፅሕፈት ል/እቶትንምም/ር ፋይናንስንን ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝትዉዕል መኪና ኣወዳዲሩ ክፅግን ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቛሒ ክተማልኡ ይግባእ።

1. ዝተሓደሰ ናይ 2017 ዓ.ም ንግዲፍቓድ፣

2. ቲን ነምበር፣

3. ዝተሓደሰ መቕረባይነትን

4. ናይ 2017 ዓ.ም ሻት ዲክለር ዝተገበረ መረዳእታ ዘቕርብ::

5. ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት13/08/2017ዓ.ም ክሳብ 24/08/2017 ዓ.ም ካብ ከ/ስራሕ ዕ/ን/ምም/ር ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100 ብምኽፋል ክወስዱ ይኸእሉ::

6. ናይ ጨረታ ሰነድ ብኦርጅናልን ኮፒን ብፖስታ ዝተዓሸገ ክሳብ 24/08/2017 ዓ.ም ኣብ ወረዳ ሰሓርቲ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ምእታው ይኽእሉ::

7. እቲ ጨረታ ዕለት 24/08/2017 ዓ.ም ሰዓት 4፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 4፡45 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውሉ ይኸፈት::

8. መኽበሪ ጨረታ ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ብ ሲፒኦ ፣ ብዝተረጋገፀ ናይ ባንኪ ቼክ ከትሕዚ ዝኽእል

9. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ ተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

NB ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0914199837/0940960145 ደዊሎም ምሕታት ይኸእሉ ::

//ምስ ሰላምታ//

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ሰሓርቲ